ቁርፂ ምስኮነት ናብ ትግራይ ጉያ
ቀደም ነበረ እምበር ፅምዶ ምስትግራይ ህጂዶ ይኸይሽ ደኒንካ ምብካይ
ህዝቢ ትግራይ ንሱዳን ከይሃልፍ ዝኸልከለ ሻእብያ
ቁርፂ ምስኮነት ናብ ትግራይ ጉያ
ቁርፂ ምስኮነት ናብ ትግራይ ጉያ
Re: ቀደም ነበረ እምበር ፅምዶ ምስትግራይ ህጂዶ ይኸይሽ ደኒንካ ምብካይ
ኤርትራውያን ፋህ ፋህ አቢልናኩም ኢና!
ቅጫ ስደት ዝለመደ
ወዲ ኤሬ ባህሪ ወረደ
ሃገሩ ራህሪሁ ተሰደደ
ስድሪኡ በቲኑ እና አእበድበደ
ቅጫ ስደት ዝለመደ
ወዲ ኤሬ ባህሪ ወረደ
ሃገሩ ራህሪሁ ተሰደደ
ስድሪኡ በቲኑ እና አእበድበደ
Re: ቀደም ነበረ እምበር ፅምዶ ምስትግራይ ህጂዶ ይኸይሽ ደኒንካ ምብካይ
ማሕበረ ዴጎ እንተላይ፡ ኣዅሱም፡
መስክሩ እስከ ነታ ሩሕኩም፡
ተሰዲድና’ዶ ርኢኹም?
ፋሕ ፋሕ እወ ኣቢልኩምና፡
"ጀኖሳይደርስ" ድማ ትብሉና፡
ኣኻ ጉድኩም ገረመና!
ኣቤት ክጥዕም መቀረቱ፡
እዚ ናይ ስደት ዓይነቱ!
ኣቢልኩምና እወ ፋሕ ፋሕ፡
ኣብ መላዕ ዓለም ንኽንዝርጋሕ።
እንተጸመድና ደቂ ኤረ፡
በብእብረ፡
ብዘይ ሓደ ሰዳድ ወረ፡
ንጸላእትና ክንቀብረ!
ከምዝዀነ ሕዝቢ ኣኽሱም ምመስከረ፡
ከምዝዀነ ሕዝቢ ሽረ ምመስከረ፡
ከምዝዀነ ሕዝቢ ዓጋመ ምመስከረ፡
ከምዝዀነ ሕዝቢ ተምቤን ምመስከረ፡
ከምዝዀነ ሕዝቢ ዓድዋ ምመስከረ፡
ከምዝዀነ ኣባይ ጸሓዬ ምመስከረ፡
ከምዝዀነ ስዩም መስፍን ምመስከረ፡
ነበረ፡
ትሕቲ ምድሪ ከይሰፈረ!

ፋህ ጭንግራህ ከም ጓል ዝግራ
ኤርትራ ተሪፋ ሃላዊ ዘይብላ
አተና ናብ አዲ ሀሎ
ትጆነሳይደር ክቊሎ
ንተወሳኺ ስደት ተዳሎ
አቱም ገበነኛታት ተዳለዉ ብተሎ
ፍርዲ ንበኩም ማኣልቲ በፂሁ አሎ
ኤርትራ ተሪፋ ሃላዊ ዘይብላ
አተና ናብ አዲ ሀሎ
ትጆነሳይደር ክቊሎ
ንተወሳኺ ስደት ተዳሎ
አቱም ገበነኛታት ተዳለዉ ብተሎ
ፍርዲ ንበኩም ማኣልቲ በፂሁ አሎ
Re: ቀደም ነበረ እምበር ፅምዶ ምስትግራይ ህጂዶ ይኸይሽ ደኒንካ ምብካይ
ሓድሽ ወለዶ
"ንጽልኢ እንዳ ዓቀብካዮ ኣይትኸይድን ኢኻ። እሩሩ እንዳ በልካ ከም ውርሻ ከም ቅርሲ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ተመሓላልፎ ኣይኮነን።" ሉል ቴድሮስ
Mr Axumezana, you have heard what the above young lady said. The new generation is saying No to Hatred. What is your response to Medhin?
Better late than never.
ዘበነ ግርምቢጥ ማይን ዓቐብ ፥ ዓበይቲን ጽልኢ ናእሽቱ መንእሰያት ን ፍቕርን ሕውነትን ይቀዳደሙ ክኸውን ድዩ?