Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 37115
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Videos Of:Galla-Abiy Threatens Terrorist-Tplf Again.(((HAHAHA))).!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 24 Jul 2024, 08:39

Please wait, video is loading...
https://fb.watch/twHDhWtFat/
Nakfa Press
🚨 ህልው ኹነታት ኢትዮጵያ ኣንፈት ከትሕዛ ዝክእላ ኣገደስቲ ነጥብታት( Brainstorming)
ብልጽግና vs ህውሓት ናብ ኹናት ....
✅ “ኣብይ ኣብ ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተመዝገብኩም ጉባኤ ተጌርኩም ናብ ኩናት ኢሉ ይፍክር፡”
✅ “ህወሓት ጉባኤ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ተዘይጌረ ሞይተ ኣለኹ ትብል፡”
✅ ኣብይ ንምታይ ሕጂ ናይ ህወሓት ሕጋውነት ኣገዲስዎ ተዘይተመዝገብኪ ኢሉ ይጸቅጥ ኣሎ? ኣቀዲሙ’ዶ ግበረሽበራዊት ውድብ ከላ ምስኣ ብሓደ ተቀሚጡ ይዛተ፣ ይመክር፣ ይውስን ኣይነበረን።
✅ ህወሓት’ከ ንምንታይ ከም ብሓድሽ ምምዝጋብ ኣፍሪሕዋ? ስለምንታት እቲ ናይ ቀደም ሕጋዊ ስውነተይ ይመለሰለይ ተዘይኮይኑ ከም ብሓድሽ ኣይምዝገብን እየ ትብል ኣላ?
✅ መወዳእትኡ ናበይ እዩ? ናብ ኩናት የምርሑ’ዶ ዋላ ስቅ ኢልካ ንሃልክን ንምፍርራሕን እዩ?
✅ መርገጺ መንግስትና ኣብምንታትይ እዩ? ኩናት ንኣብይ ብዘይ ደገፍ ኤርትራ የዋጽኦ’ዶ? ህወሓት ኣብዚ ጊዜ ኩናት ክትገብር ዓቅሚ ኣለዋ’ዶ፣ የዋጽኣ’ዶ፣ ደገፍ ህዝቢ ይህልዋ’ዶ?
እዝን ካልእን መልሲ ዘድልዮም እዋናዊያን ሕቶታት እዮም።
ናቕፋ ፕረስ
See less

TesfaNews
Member+
Posts: 8145
Joined: 14 Feb 2020, 22:23
Location: Mesob Agezi

Re: Videos Of:Galla-Abiy Threatens Terrorist-Tplf Again.(((HAHAHA))).!!! WEEY GUUD !!!

Post by TesfaNews » 24 Jul 2024, 08:42


ጋላ አቢ የአማራ እና የትግራይን ደም በአንድ ጊዜ ሊጠጣ አስቦ ነው?




Post Reply