Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: How to teach ignoramus African Americans a lesson!

Post by Abe Abraham » 16 Oct 2023, 16:07


ትማሊ ንሓደ ቋንቋ ዝምህር ወዲ ሃገረ ስጳኛ እንዳ ተኻታተልኩ እንከለኹ ከምዚ ክብል ሰሚዐዮ " እንስሳታት ብዙሕ ይፈልጡ እዮም ። ግን ከም ዝፈልጡ ኣይፈልጡን እዮም ። ወዲ ሰብ ግን ናይ ምሕሳብን ምስትታንን ክእለት/conciencia ኣለዎ " ።

እዚ ኣሜሪካዊ ሓውና " ከምዘይፈልጥ ዝፈልጥ " ኣይመስልን እዩ ። :lol: :lol: :lol:



-

Post Reply