Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ብሰሓቕ ሞይተ ሞይተ! ክልተ ሰባት፥ " 'ተትሓተካ ምመለስካለይ ዶ ?' 'ሕራይ' ...'በል ንሓንቲ ኣራንቺ ንሰለስተ ሰባት ከመይ ጌርካ ፈፍርቂ ትመቕሎም?' "

Post by Abe Abraham » 06 Sep 2023, 19:37



መልሲ ከይሰማዕኩ ብሰሓቕ ሞይተ ሞይተ!

ክልተ ሰባት፥ " 'ተትሓተካ ምመለስካለይ ዶ ?' 'ሕራይ' ...'በል ንሓንቲ ኣራንቺ ንሰለስተ ሰባት ከመይ ጌርካ ፈፍርቂ ትመቕሎም?' "


Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ብሰሓቕ ሞይተ ሞይተ! ክልተ ሰባት፥ " 'ተትሓተካ ምመለስካለይ ዶ ?' 'ሕራይ' ...'በል ንሓንቲ ኣራንቺ ንሰለስተ ሰባት ከመይ ጌርካ ፈፍርቂ ትመቕሎም?' "

Post by Abe Abraham » 06 Sep 2023, 20:04

ሓታታይ ፥ ተሓሊልካ ዲኻ ?

ተሓታቲ ፥ ገለ ትሪክ ከም ዘላታ ተፈሊጣትኒ ኣላ ግን መልሲ ክረኽበላ ኣይከኣልኩን ። ተሓሊለ !!

ሓታታይ ፥ ካን ተሓሊልካ ?

ተሓታታይ ፥ ተሓሊለ ናይ ብሓቂ ተሓሊለ !

ሓታታይ ፥ በል መልሳ ከምዚኣ ኢያ ...ነታ ኣራንቺ ሓፍ ኣቢልካ " ንስኺ ኣራንቺ ዲኺ ? " ኢልካ ትሓታ 'ሞ " ከመይ ደኣ! ኣራንቺን ፈረቓን " ምስ በለትካ ንዓዓ ኣብ ሰለስተ ቁርጽ ቁርጽ ኣቢልካ ነቶም ክጽበዩኻ ዝጸንሑ ሰባት ፈፍርቂ ትዕድሎም !!!

ተሓታታይ ፥ በዓል ሳርኮ ጥራሕ ኣብ ኢድካ ኣይውደቑ !

ሓታታይ ፥ ሳርኮ ዓካመ ዲኻ ? ኢለ ምስ ሓተትክዎስ " ከምይ ደኣ ! ዓካመን ፈረቓን " ክብለኒ ተራእዩኒ !!!

ተሓታታይ ፥ ኣስሒቕካና ፡ ኣይትሰኣን 'ዚሓወይ !!!




Post Reply