-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
ናይ ኣእዱግ ፍንጥሪዕ ክልተ ነገር የርእየካ፥ 1_ጸላእትና ከም ዝተሳዕሩ 2_መነባብሮ ኤርትራውያን ህዱእን ሕጊ ዝኽተልን ምዃኑ ( በንጻሩ ናብራ ባዓል ባሬታ፥ ርእሰ-ቅትለታዊ )
ናይ ኣእዱግ ፍንጥሪዕ ክልተ ነገራት የርእየካ፥
1_ጸላእትና ከም ዝተሳዕሩ
2_መነባብሮ ኤርትራውያን ህዱእን ሕጊ ዝኽተልን ምዃኑ ( በንጻሩ ናብራ ባዓል ባሬታ፥ ርእሰ-ቅትለታዊ ከምዚ ነነብሱ ዝጸልአ ሰብ ኣብ ኣሜሪካ ፖሊስ መታን ክቐትልዎ ባዕሉ ጠኒኑ ዝኣትዎም )