-
Digital Weyane
- Senior Member
- Posts: 10176
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
ናይ ደስ ደስ ዜይና። ክቡር ብረዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ኢትዮጵያ ክጉብንዩ እዮም ይባሃል አሎ።
ነቶም ቀርዮም ዘለዉ ቁንጣሮ መራሕቲ ሕወሃት ልምድምሳስ አው ዝግበር ዘኒኦ ምሽብሻብ ክቡር ብረዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ አቕጣጫ ከማላኽቱ ምስ ላዕለዎት መራሕቲ መንግሥቲ ኢትዮጵያ ከዋግዑ እዮም።