Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Robert Glatzel ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቡ። ኮይኑ ግን ጋንትኡ ማዕረ (2-2) ብምውጻኣ ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ንክትድይብ ዝሕግዛ ክልተ ነጥብታት ከሲራ ።

Post by Abe Abraham » 06 May 2023, 21:09

Robert Glatzel ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቡ ። ኮይኑ ግን ጋንትኡ ማዕረ (2-2) ብምውጻኣ ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ንክትድይብ ዝሕግዛ ክልተ ነጥብታት ከሲራ ።



Robert Glatzel ከም ዝበሎ ካብ ሕጂ ንንየው ዘዝተጻወትካዮ ስዒርካ ኣብ መወዳእታ እንታይ ከም ዝኽውን ምርኣይ እዩ ። ንወዲ ኤረን ብጾቱን ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየሎም ።

-