Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 37229
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

ሓጻር ግጥሚ በቲ ቃንቃ ናይ ኤርትራውያን ኣቦሓጎታተይ ዝፈጠርዎ ቃንቃ ትግርኛ!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 01 Jan 2023, 03:27

ታሪክ ትሪኽ ጭው ዝበልኩ ወዲ መቦቆለይ ኤርትራዊ
ህድሞ ዘለኒ ኣብ ሓማሴንን ኣብ ኣኮሎጉዛይንን ሰራየን
ከም ኡ ውን ኣብ መለብሶን ከረንን ከም ኡውን ኣብ ተሰነይን
ዓሊግድርን ክርም ኡ ውን ሰረጀቃ
ከማይ ከ ችው ዝበለ ወዲ መቦቆሉ ኤርትራዊ ኣሎ ኢለ
ክሳብ ሕጂ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን አየ
ንምንታይ'ሲ ወዲ ጅግና ራ አሲ ወ/ልደሚካኤል ሰሎሙን
ጎሚዳ ወዲ ሃዘጋ ወዲ ኤርትራን
ን ሽፍታ ኣሉላን የውሃንስን
ኣብ ባይታ ዝምበርከኸን ኣቦሓጎይ ስለዝኾነ
ኣነ ውን ግድን'ዩ ናቱ ክወስድ
ኤርትራ ብመንፈስ ጅግና ዓዋተን ሓው
ጎሚዳ ራአሲ ወልደሚካኤል ሰሎሙን አያ
ክሳብ ሕጂ ከም ሃገር ጠጠው ኢላ ዘላ።