- ኣብ ትሕቲ ሓደ ገረብ ኮይኖም ንዝመሃሩ ስደተኛታት ቆልዑ ተጋሩ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ መምህሮም " ኣብ 'ዚ እዋን ካብ ተጋሩ ብብዝሒ ትሰምዕወን ናይ እንግሊዝ ቃላት ኣየኖት እየን ? " ኢሉ ምስ ሓተቶም ገሊኦም ጀኖሳይድ ካልኦት ድማ ዳያስፖራ ኢሎም ምስ መለሱ ሓደ ጨለ ቆልዓ ተንሲኡ '' ጀኖሳይዳል ዳያስፖራ " ብምባል ብልሑ ኣርእይዎም ንብለኩም ።
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00