Re: ማንካን ፎርኬታን!
ንኣስታት ሓደ ወርሒ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ባይታ ቴንስ ህጻናትን መንእሰያትን ክለብ ቤት ጊዮርጊሽ፡ ብምኽንያት መበል 31 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ሎሚ ሰምበት 3 ሓምለ ተዛዚሙ።
ኣቶ ዳንኤል ሃይለ ማና፡ ወዲ 88 ዓመት፡ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ኤርትራውያን ተጻወቲ ተኒስ።
@GhideonMusa
_______________
Spending time out in nature with Leo
@Metkel_eyob
Re: ማንካን ፎርኬታን!
Asmara, before the rains
ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ፡ ብዙሓት ኤርትራውያንን መሓዙት ኤርትራ ኢጣልያውያንን ከምኡ'ዉን እቶም ምሉእ ዕምሮም ሃገር ኣብ ምሕራር ልዕላውነት ኣብ ምውሓስ ዝርከቡ ዘለዉ ክቡራት ኣምሓደርቲ ዞባታት ኤርትራ ዝትረኸብሉ፡ ብዓቢ ድምቀት ተኸፊቱ፡፡
media comunità Eritreait: @eritreait