-
Digital Weyane
- Senior Member
- Posts: 10207
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: "300 ሰራዊት ኤርትራ ቀቲለ" ትግራይ። ወጥሪ ኣቢይን ኢሰያስን ናብ ሓደጋ።
ማዓንጣ ለይብሉ ባንዳ መልሓሱ የንውሕ ዝባሃል አነጋግራ አሎ። ንስኹም ሓሸውቲ ባንዳ ወያነ አሽንኳይዶ ወተሃደር ኤርትራ ክትቀትሉ ነቲ አውታ ነዋሕ ኣፍንጫኹም ተኾይጡ ንፋጥኩም ዝልሕስ ዘሎ ሃመማ ከማን ክትቀትሉ ዘይትኽእሉ ፃሕፃሕቲ እይኹም። ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ይፈልጠኩም።
