Please wait, video is loading...
"ዘሕዝነኒ ነገር፥ ህግደፋውያን ሎሚ ብስም ኤርትራ ንዝፈጸምዎ ገበን፥ ኣንጻሩ ደው ዝበልክሉ ከይዲ፥ ናይ ጽባሕ ተሰካሚ ዕዳ ክኸውን ምኽኣለይ ኢዩ"
ዘሕዝነኒ ነገር እንተ ሃልዩ ኤርትራዊ ስለ ዝኾንኩ ጥራይ ብ ውልቀይ ዝፈጸምክዎ ገበን ዘይብለይ ክነሰይ ኣብ ዘይኣምነሉ ዕላማ! ብ መሰረቱ ውን ኣንጻሩ ደው ዝበልክሉ ከይዲ: ህግደፋውያን ሎሚ ብ ስም ኤርትራ ን ዝፈጸምዎ ገበን ናይ ጽባሕ ተሰካሚ ዕዳ ክኸውን ምኽኣለይ ኢዩ ዋይ 2 ሞት።