-
Justice Seeker
- Member
- Posts: 4061
- Joined: 09 Jul 2017, 23:35
Re: Coming Soon===TDF advancing north to liberate the city of Asmara.

ስብሓት ጎልፎ ዘርሞ ዘርሞ
ናብ ሞተ ዝከይድ እዝጊ ከይዓደሞ
ህዝቢ ኤርትራ በዲልካዮ ኢካ እሞ
እስኪ ብድሕረካ ይጥዓሞ፡፡
ህዝብን ዓለም ክገርሞ
ኣደ ኤርትራ ውላዳ ክትስዕሞ
እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዝበደለ ዝጠለሞ
ኣረሜን ኢሳያስ ውን ጽብሕ ይድገሞ፡፡




[/quote]