Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3547
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

(ሬድዮ ኤረና) - መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም

Post by Eripoblikan » 20 Aug 2021, 07:30

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም።
እቶም ክኢላታት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘቕረብዎ ጥርዓን፣ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝተወስደሉ ዕለት ጀሚሩ፣ ዝኾነ ክሲ ኣይቀረበሉን፣ ናብ ቤት ፍርዲ እውን ኣይቀረበን ድሕሪ ምባል፣ ምስ ጠበቓን ቤተሰብን ክዘራረብ’ውን ዕድል ከምዘይተዋህቦ ጠቒሶም።




ንምሉእ ዝርዝሩ ኣብዚ ጠውቁ፡
https://erena.org/%e1%88%98-%e1%8a%a4%e ... %e1%8b%ad/