
-
Justice Seeker
- Member
- Posts: 4061
- Joined: 09 Jul 2017, 23:35
ከምቲ ወፍሪ ኣሉላ ወፍሪ ሃይለ (ድሩዕ) ይኩን ምርጫና
እንጀራ ዓለም ብላዕ!


Last edited by Justice Seeker on 01 Jul 2021, 17:23, edited 1 time in total.
-
Justice Seeker
- Member
- Posts: 4061
- Joined: 09 Jul 2017, 23:35
Re: ከምቲ ወፍሪ ኣሉላ ወፍሪ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) ይኩን ምርጫና
Please wait, video is loading...
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ከምቲ ወፍሪ ኣሉላ ወፍሪ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) ይኩን ምርጫና
ተሓጒስካ ዶ ? ኣነ 'ውን ንክትሕጎስ ክውስኸልካ ይኽእል እየ ! ስብሓት ነጋ ኤርትራውያን ኣብ መንጎኹም ኣለዉ ዶ ኢሎም ሕቶታት ምስ ኣብዘሕሉ " እወ ኣለዉ ። ብዙሓት ኣለዉ ። ግን ናይ ሕጂ ዘይኮኑ ካብ ቀደም ኣትሒዞም ምሳና ዝጸንሑ ኢዮም ። ኣነ 'ውን ንገዛእ ርእሰይ ካብ ኤርትራ ይውለድ እየ ። " ኢሉ ብድፍረት መሊሱሎም ። ንህዝባዊ ወያነን ስስዕቲ ጁንታን ሓዋዊስካ ምትላል ሞራላዊ ኣይኮነን ። ሓደ ካብ መስረቲ ህዝባዊ ወያነ መሓሪ ተኽለ ( ሙሴ) - ገለ ተጋሩ ኣብ ውግእ ኣዳህሊሎም ዝቐተልዎ - ካብ ኤርትራ ዶ ኣይኮነን ናብ ሜዳ ትግራይ ዝወረደ ? ብስሚዒታዊ ዘረባታት ጌርካ ንሰብ ንክተታልል ምፍታን ትርጉም የብሉን ።
-
Tog Wajale E.R.
- Senior Member
- Posts: 14803
- Joined: 31 Oct 2019, 15:07
Re: ከምቲ ወፍሪ ኣሉላ ወፍሪ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) ይኩን ምርጫና
Yes They Are All Will Die In Prison For Henious Treason Against Mighty Shaebia Eritrea
Government In Times Of Tough Aggressions By The Enemy Of Eritrea.