ሓደ ትግራዋይ ኣቦ ወድኹም ኮረና ለላዓለ ስብ እዩ ምስ በልዎም ልሃብዎ መልሲ ፥
ትግራዋይ ብፍጥረቱ ቀንጠብ-ጠብ ልብል ፡ ልእግሩ ባዕሉ ብጥይት ልወግእ ፡ ኣካላቱ ባዕሉ ብኻራ ልበስዕ ፡ ኣዒንቱ ባዕሉ ለንቁር ፡ ውግእ ኣላዒሉ ደቁን ኣንሽትኡን ልዕምጽ ልረይፕ ስለ ልኾነ ትግራዋይ ክገብሮ ለይኽእል እከይ ግብሪ ኣብዚ ዓለም ፈጺሙ ኣይግነይን ። ልዓርሱ ለይሓለየማ ኻመይ ጌሩ ልዓለም ክሓሊ ። ኮረናማ ልትግራዋይ ቀሊል እዩ ። መንዩ ሓደ ኤርትራዊ ኣውዚ ከዋግዕ እንከሎ " ስይጣን ኻብኡ ልሰይጠነ ወዲ ትግራይ ምስ ኣጋጠሞ ኣይትሓዙኑይ ኢሉ ኻው እምባ ተምቤን ሸው ኢሉ ወዲቑ ጠፊኡና " ኢሉ ተዛሪቡ ። ሕዙይ ብሰንኪ ትግራዋይ ዓለም ስይጣን ለይብላ ኮይና ቐርያ ። ሕሩመይ ኢለ ።
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00