Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ነሽኣት ኣል-ዲሂ ፥ ትግራይ ከም ኣብ መንጎ መንጋጋ ኣንበሳ ዝኣተወት ኮይና ! ኤርትራን ኣምሓራን ንትግራይ " ሰንደዊትሽ " ጌሮማ !!

Post by Abe Abraham » 10 Apr 2021, 06:11

ነሽኣት ኣል-ዲሂትግራይ ከም ኣብ መንጎ መንጋጋ ኣንበሳ ዝኣተወት ኮይና ! ኤርትራን ኣምሓራን ንትግራይ " ሰንደዊትሽ " ጌሮማ !!
እዚ ሃላይ ስብኣይ ኣስዕብ ኣቢሉ ከኣ ፥ " ወተሃደራት ንሓደ ትግራዋይ ንጓልካ ዓምጻ ኢሎሞ ምስ ኣበየ ቀቲለሞ ። ንሓንቲ ጓል 65 ዝዓመታ ሰበይቲ ድማ ዓሚጾማ ። " ኢሉ ካብ ሓሰውቲ ተቐቢሉ ሓሶት ዘርጊሑ ።

ኣኽላባት ወያነ ክሕስዉ እንከለዉ መጠን የብሎምን ። ፎእ !



'