Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 10 Feb 2021, 19:35
ስዳን ቅድሚ 25 ዓመት ኣብ ኢድ ተጋሩ ዝኣተወ ናይ ሕርሻን ናይ ሰፈራ ቦታታትን ነጻ ኣውጺኤ ትብል ።
እቲ ገሊኡ ብሚሊሻ ተጋሩ ተታሒዙ ጸኒሑ ኣብ ትግራይ ዕግርግር ምስ ተላዕለ ተጋሩ ካብ'ኡ ከንሳሕቡ ተገዲዶም ዝገደፍዎ ክኸውን እንከሎ ኣብ 'ቲ ገሊኡ ድማ ድሕሪ ናይ 8 ሰዓት ኲናትን ብሸነኽ ሱዳን ሓደ ወተሃደር ብሸነኽ ኢትዮጵያ ድማ - ከም ሱዳን ዝበልዎ - 5 ሰባት ምስ ሞቱ ኣብ ምሉእ ቁጽጽር ሱዳን ዝኣተወ እዩ።
- ተስፋይ ዓዱ ( ናይ ሰፈራ ቦታ/ሙስተውጠና ) ?
- ሸዊት ( ናይ ሕርሻ ቦታ/ ፕሮጀክት ሸዊት ) ?
-በረኸት ( ናይ ሰፈራ ቦታ/ሙስተውጠና ) ?
ሕቶ፥ ነዚ ቦታታት 'ዚ - በስማቱ - ዘለልይዎ ተጋሩ ኣለዉ ድዮም ?
.