-
JudgementDay1234
- Member
- Posts: 3295
- Joined: 10 Mar 2016, 11:47
ካድረታት ህወሓት ብብኽያት አኮ አዝንና ኣጽሚምኩምዎ። ፈቲኹም ጸኢአኩም ብብኽያት ዝመጽአ ዓወት ወይ ንግስነት የለን።
ስዕረትኩም ተቀቢልኩም ንሰላም ዘይትሰርሑ። ፈቲኹም ጸሊ አኩም ብብኽያት ዝመጽአ ዓወት ወይ መሪሕነት የለን። አንታይ ዓይነት በኸይቲ አዮም አዚኦም? አዚኣ ከይመጸኣትኩም ከላ ተለሚንኩም ነርኩም ብዓቅሊ፣ ግን ዓቅሊ ከም ፍርሒ ወሲድኩሞ አሞ ኢድኩም ኢኹም ረኹብኩም ሕቆኹም ተጋዚዝኩም ሕጂ'ዶ ይሓይሽ?። አዚ አዩ ትርፉ ናይ ፈኸራ።