ኣየ ትግራይ!
ደቂ ኤረይ ክትርጉመልኩም!
ስኬት= ብኣምሓርኛ "ዓወት" ማለት እዩ።
በታኺ ጸጉሪ= ካብ ጸጉር ቆራጭ፣ ጸጉር ኣስተካካይ፣ ዝወሰድዎ እዩ። ቀምቃማይ ጸጉሪ ማለት ምኻኑ እዩ።
ወይ ኣሕዋትና ትገብሩ!
"ኣሕዋት ኢና" ኪኪኪኪኪ
ንሱ ይጽንሓልኩም እንዶ!
ቅድም ንመልሓስኩም "ሙልጭ" ኣቢልኩም፣ ብሳኒታይዘርን ኣልኮልን ሕጸብዎ!
ብድሕሪኡ ችግር የብሉይ፣ ከንነጋገር ኢና!
"75% ናይ ትግራይ ትግርኛማ ኣምሓርኛ እዩ" ድዩ ዝበለ ደብተራ ገረቺዳን ደስታ!?
ላይ እማንካ ገረቺዳን!
ልማንኛውም ጸጉረይ ከብትኾ ደልዬ ኔረ፣ ክንደይ ቅርሺ ኢኹም ከተክፍሉኒ?
እዋይ ሩታ መሓዛይ! ኣይ ሓቅኺ እንዲኺ፣ ኣብ ትግራይ፣ ብኣስተርጓማይ እየ ዝረዳዳእ ኔረ ዝበልክኒ።
ናይ'ዞም ጎረቤትናስ ጉድ እዩ!
