ትግራይ- ክልል ነውራማት!
መቸም ካብ'ዛ ክልልቲ ትግራይ፣ በዓቲ ጎሓላሉን ሰረቕቲን ዘይስማዕ ነገር የልቦን!
ሕጂ ድማ ነቲ
- ንረብሓ ጸቢብ ጉጅለ ጃንዳ ማሌሊት ብምባል ንዓባይ ሃገር ኢትዮጵያ ብዓሌትን ሃይማኖትን ጎዛዝዩ ኣብ ኣፈፌት ምብትታን ንዘብጸሐ፣
- መንግስታዊ ስርዓት ሸፋቱ ሰረቕቲ (Kleptocracy) ማሌሊት ተጋሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸለ፣
- ንረብሓ ገንዘብን ስልጣንን ብምባል ንምዕራባዊያን መንግስታት ጥልሕ ጉምብሕ ኢሉ ዝኸደመን ዝተኣዘዘን፣
- ንኦሮቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብሰብ ሸጓጉጥ ካድረታት ማሌሊት ተጋሩ ከምእትዝወር ዝገበረ፣
- ኣብ መጅሊስ እስልምና ኢትዮጵያ ካድረታት ማሌሊት ተጋሩ ዝወዝዐ፣
- ልዕሊ 100,000 ኤርትራዊ ቆልዓ ምስ ሰበይቲ፣ ሕሙማት ካብ ሆስፒታላት፣ ፈልስቲ መነኮሳት ካብ ገዳማት ኢትዮጵያ፣ ማእለያ ዘይብሎም ሃብታማት ኤርትራዊያን ንዓመታት ርሂጾም ንዘጥረይዎ ሃብቲ ንብረቶም ዘሚቱ ሕብሪ ዓይንኹም ባህ ኣይበለናን ብምባል ስድራ ቤታት ፈላልዩ ንዘባረረ፥
ን
ለገሰ ዜናዊ "ገብረማርያም" ዝብል ስም ኣጠሚቖም፣ ገድለ መጽሓፍ ስንክሳር ብራና ብግእዝ ኣዳልዮም፣ ኣብ ኣብያተ ክርስትያናት ትግራይ ንግሆ ኣብ ቅዳሴ ምስ ተኣምረ ማርያም ንኽንበብ፣ ኣብ ክልልቲ ትግራይ ሓድሽ መጽሓፍ ተጻሒፉ ተመሪቑ ኣሎ።
ናይ ፈለማ ዕውትቲ ተባሂላ ነዚ ናይ ብራና መጽሓፍ ኣብ ተንቤን ዓቢይ ዓዲ እትርከብ "ማርያም ኣይረፈዳ" ዝተባህለት ቤተ ክርስትያን ነቲ መጽሓፍ ብዕጫ ተዓዊታትሉ ኣላ።
ትግራይ፥ ክልል ነውራማት !
ኣለኻ ዶ ዓሻ ኤርትራዊ!?
ኣለኻ ዶ!? ኣብ ኣኽሱም ጽዮን እንተዘይኬድካ ትጸድቕ ዘይመስለካ ዓሻ ኤርትራዊ!?
ኣለኻ ዶ ኣንታ ዓሻ ኤርትራዊ!? ኣኽሱም ማርያም ጽዮን ክትሳለም ኬድካ፣ ንዓናይ ገዛና ከነሕድረካ ኢሎም ገዛኦም ወሲዶም ሃንግ ዝሰሩሑኻ ቋሕማመይ መዓረይ!?
ኣለኺ ዶ ኣንቲ ዓሻ ኤርትራዊት!? ዓሚ ዶብ ምስ ተኸፍተ ኣኽሱም ጽዮን ማርያም ኬድኪ ኩትሻኺ፣ ናይ ክሳድ ኣዋርቕኪ ዝተሰረቕኪ ሃላይ ኤርትራዊት?
ኣለኺ ዶ ኣንቲ ዓሻ ጎርዞ ኤርትራዊት!? ኣብ ውሽጢ ቀጽሪ ማርያም ጽዮን ኣኽሱም ሞባይልክን ቦርሳኽን ዝተሰረቕኪ ሃማመይ መዓረይ!?
ኣለኻ ዶ ኣንታ ዓሻ ኤርትራዊ!?
ኣለኺ ዶ ኣንቲ ዓሻ ኤርትራዊት!?
ኣስተውዕል ኤርትራዊ!
ናይ ኣኽሱም፣ ናይ ኣስመራ ናይ ጎጃም ናይ ጎንደር ትበሃል ማርያም የላን። ማርያም ሓንቲ እያ! ኣብ ኩሉ ኣላ! ኣብ ደብረ ሲና ኣላ፣ ኣብ ከረን ኣላ! ኣብ ጥዋለት ባጽዕ ኣላ! ኣብ ጻዕዳ ክርስትያን ኣላ! ኣብ ድግሳ ኣላ! ኣብ እንዳ ማርያም ፈቐያይሕ ኣላ! ኣብ በራኽ ኣላ! ኣብ ኩዶ ፈላሲ ኣላ! ኣብ ደብረ ማርያም ቆሓይን ኣላ! ኣበይከ ዘየላ!? ኣብ ኩሉ ኣላ!
ኣንታ ዓሻ ኤርትራዊ!? ሕጂ ድማ ስንክሳር ናይ መለስ ዜናዊ ክትሳለም ናብ ተንቤን ዓቢይ ዓዲ፣ ማርያም ኣይረፈዳ ኪድ ኢኻ! ክትጸድቕ ኢኻ፣ ሞባእ ከይትርስዕ! ሓቀይ እየ ክትጸድቕ ኢኻ!
ተራእዩኒ 'ኮ፥
ዝ ስንክሳር ለመለስ ዜናዊ ዘስሙ ገብረማርያም ዘተወልደ እም ኣቡሁ ዜናዊ ኣስረስ ለእሙ ስማ ኣለማሽ ገብረማርያም ብኣድያመ ኣድዋ ብወርሃ ዕለት ፩ ግንቦት...ዘኣውጽኦሙ ለኣህዛበ ኤርትራ እም ሃገሪትነ ኢትዮጵያ ህጻናት ወወራዙት ወወረሰ ሃብተ ጥሪቶሙ እንዘ ወሃቦሙ ለተጋሩ ተጋሩሰ እንዘ ይትፌስሁ በዘረከብዎ ሃብተ ጥሪት ህዝበ ኤርትራ....በረከቱ ለመለስ ዜናዊ ዘስሙ ገብረማርያም ይህደር ብላዕሌነ.....ኣሜን
ተንስኡ ለጸሎት.....
ኣየ ክልልቲ ትግራይ! ኣየ ክልል ነውራማት!
እስኪ ነቶም ገለ ውሑዳት ዓያሹ ኣሕዋትና ንልቦናን ምስትውዓልን እንተኾኖም ሼር በልዎ ኢኹም።
(Courtesy of ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ ቫይናክ)