ዑመር ጠዊል፡ ፊልጶስ ወልደዮሃንስ፡ ኣብራሃ ካሳን ሳሙኤል ሃይለ ቻይናን፡ ንተምቤናይ ኢሰያስ እለዩዋሞ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፈ ጌታታትኩም ይቅረ ክብለልኩምዩ።
ካድረታት ኢሰያስን ጃስቲስ ሲከርን ኣይትሸገሩ፡ ርእይቶኹም ኣየድልየንንዩ።
ፈጣሪ ንሪፖብሊክ ኤርትራ ይባርኽ።
ወድሓንኩም!
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: ዑመር ጠዊል፡ ፊልጶስ ወልደዮሃንስ፡ ኣብራሃ ካሳን ሳሙኤል ሃይለ ቻይናን፡ ንተምቤናይ ኢሰያስ እለዩዋሞ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፈ ጌታታትኩም ይቅረ ክብለልኩምዩ።
Yerdakaaa ... qodar Lemanieee
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: ዑመር ጠዊል፡ ፊልጶስ ወልደዮሃንስ፡ ኣብራሃ ካሳን ሳሙኤል ሃይለ ቻይናን፡ ንተምቤናይ ኢሰያስ እለዩዋሞ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፈ ጌታታትኩም ይቅረ ክብለልኩምዩ።
ጋንታ ኢሱ እባ ሎምዘመንሲ ለቢምኩም። ፎኲስ ዕልዋ ጌርካ ኣብዛ ዓመት ከምዝእለይ ኣርጊዝኩም ዝፈለጥኩም ይመስል።
ፈጣሪ ንሪፖብሊክ ኤርትራ ይባርኽ።
ወድሓንኩም!!!
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: ዑመር ጠዊል፡ ፊልጶስ ወልደዮሃንስ፡ ኣብራሃ ካሳን ሳሙኤል ሃይለ ቻይናን፡ ንተምቤናይ ኢሰያስ እለዩዋሞ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፈ ጌታታትኩም ይቅረ ክብለልኩምዩ።
ኢሱ ብፎኲስ ዕልዋ ናብዛ ጥሮታኡ፡ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ናብ ራህውኡን፡ ቅሳነቱን ነጻነቱን። ፈጣሪ ይተሓወሶ!!!
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: ዑመር ጠዊል፡ ፊልጶስ ወልደዮሃንስ፡ ኣብራሃ ካሳን ሳሙኤል ሃይለ ቻይናን፡ ንተምቤናይ ኢሰያስ እለዩዋሞ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፈ ጌታታትኩም ይቅረ ክብለልኩምዩ።
ሑመድ ካሪካረ ድማ ተጸምበሮም ነዞም የሕዋትካ